ዕላል ምስ ክኢላ ስነ-ልቦና ጴጥሮስ ሓጎስ

Your browser doesn’t support HTML5

ዕላል ምስ ክኢላ ስነ-ልቦና ጴጥሮስ ሓጎስ

ጴጥሮስ ሓጎስ በዓልሞያ ሕክምና ስነልቦና(ሳይኮሎጂስት) እዩ። ብዝተፈላለዩ ምኽንያታት ስነልቦናዊ ፀቕጢ ንዘጋጠሞም ሰባት ኣገልግሎት ብምሃብ ንዝሓለፉ 15 ዓመታት ሰሪሑ ኣሎ።

ጴጥሮስ ን10 ዓመታት ዝኣክል ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝርከብ ናይ ስነኣእምሮ ሕክምና ኣማኑኤል ሆስፒታል እዩ ሰሪሑ። ንኣርባዕተ ዓመታት ድማ ኣብ ምኒሊክ ኮሌጅ ጥዕና ሳይንስ ናይ ስነልቦና ሕክምና መምህር ኮይኑ ሰሪሑ እዩ።

ጴጥሮስ ምስ ኲናት ተኣሳሲሮም ብዛዕባ ዘጋጥሙ ስነልቦናውን ስነኣእምራውን ፀገማት ኣመልኪቱ ንድምፂ ኣመሪካ ሞያዎ መብርሂ ሂቡ ኣሎ።