▶ዕላል ምስ ኣቶ ከራር ህያቡ

Your browser doesn’t support HTML5

ዕባይ ዒላበርዒድ ዝኾነ ኣቶ ከራር ብዛዕባ ዝዓበያላ ዒላበርዒድን ሓቋፊ ባህሊ እቲ ማሕበረሰብን ኣካፊሉና'ሎ። ኣብ መጀመርታ 90'ታት ኣብ ሱዳን ኣብ ሚድያ ዝነጥፍ ዝነበረ ኣቶ ከራር ትግርኛ:ትግረ:ብሌን ሓዊሱ ቋንቋታት ይዛረብ። ተመኩርኡ ከኻፍለና ንመደብ ኤርትራዊያን ኣብ ኣመሪካ ዓዲምናዮ ኣለና ።