ዕላል ምስ ኣብነታዊት መንእሰይ ዮሃና ተስፋይ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብነታዊት መንእሰይ ዮሃና ተስፋይ ኣብ ዝመጽእ ዓመተ ትምህርቲ ናብ ሓደ ካብ ዝበለጹ ዩኒቨርሲቲታት ኣመሪካ ፕሪንስተን ዩኒቨርስቲ ብልዑል ነጥቢ ክትጽንበር ዕድል ረኺባ'ላ። ዮሃና ኣብ ዝተፈላለዩ ማሕበረሰባዊን ናይ ቤት ትምህርታ ንጥፈታት እውን ብወለንታ ትሳተፍ። ንንጥፈታታትን ንመስርሕ ምጽንባርን ምምልካትን ናብ ዩኒቨርሲታት ኣመሪካ ንዝለዓለ ትምህርቲ ብዝምልከት ንዮሃናን ኣዲኣ ወ/ሮ ትዕግስቲ ሓድጉን ኣዘራሪብናየን ኣለና።