ዕላል ምስ ኣብ ስራሕ ምድላው ባህላዊ ክዳውንቲ ዝነጥፍ በዓል ሞያ ክብረ ኣብ ኪዳነማርያም

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ባህላውን ሃይማኖታውን በዓላት ከምኡ ድማ ኣብ መርዓን ካልኦት ማሕበራዊ ዋኒናትን ባህላዊ ክዳውንቲ ምኽዳን ልሙድ እዩ። ኣብ ምድላውን ስራሕ ባህላዊ ክዳውንቲ ዝነጥፉ ሰብ ሞያ እውን ነዞም መዓልታት ኣብ ግምት ዘእትው ምንቅስቓሳት ይካይዱ። ንቕነ ኣሸንዳ ምኽንያት ብምግባር ሰፈይቲ ባህላዊ ክዳውንቲ ንምዕቃብ ባህሊ ዝገብሩዎ ፃዕሪ እንታይ ይመስል ንዝብል በዓል ሞያ ቅዲ፣ ሰፋይን ጠላፍን ባህላዊ ክዳውንቲ ክብረኣብ ኪዳነማርያም ኣዘራሪብናዮ ኣለና።