ዕላል ምስ ኣብ ማራቶን ደቡብ ኮርያ ሰለስተ ክብረ ወሰን ዝሰበረት ኤርትራዊት ጎያዪት ናዝሬት ወልዱ

Your browser doesn’t support HTML5

ዕላል ምስ ኣብ ማራቶን ደቡብ ኮርያ ሰለስተ ክብረ ወሰን ዝረኸበት ኤርትራዊት ጎያይት ናዝሬት ወልዱ

ኣትለት ናዝሬት ወልዱ ተዓዋቲት መበል 12 ውድድር ደይጉ ደቡብ ኮርያ ማራቶን ብምዃን ብሓንሳብ ሰለስተ ክብረ-ወሰን ሰቢራ ኣላ።

ኣትለት ናዝሬት ወልዱ ኣብቲ ትማሊ ሰንበት ኣብ ደይጉ ደቡብ ኮርያ ዝተኻየደ ውድድር ንውድድራ ብ 2፡ 21፡ 16 ሰዓት ብምዝዛም ንናይ ገዛእ ርእሳ ክብረ ወሰን፣ ናይ ሃገራን ናይቲ ውድድር ክብረ ወሰንን ብምስባር ዓወት ተጎናጺፋ'ላ።