ዕላል ምስ ኣላዪን ጠርናፊን ጕጅለ ትልሂት ሚራስ ኣማኑኤል ዳዊት

Your browser doesn’t support HTML5

ኣላዪን ጠርናፊን ኣብ ጕጅለ ትልሂት ሚራስ ዝዀነ ኣማኑኤል ዳዊት፡ ኣብዚ ሞያ ንኣስታት 19 ዓመታት ከም ዝጸንሐ’ዩ ዝሕብር። ኣማኑኤል ኣብታ ንኣስታት ትሸዓተ ዓመታት ብኣብነት እትነጥፍ ጕጅለ ትልሂት መሪሕ ተራ ዝጻወት ዘሎ’ዩ። ንሞያኡን ካልእ ምስኡ ዝተኣሳሰር ጉዳያትን ኣመልኪቱ ኣዘራሪብናዮ ኣለና።