ዕላል ምስ ስነ ጥበበኛ ዘካርያስ ቴድሮስ

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

Your browser doesn’t support HTML5

ዘካርያስ ቴድሮስ ኩሉ መደያዊ ስነ-ጥበበኛ እዩ። ኣብ ኤርትራ ከሎ ዝጀመሮ ምስትምሃር ስእልን ኢደ-ጥበብን ኣብ ጀርመን'ውን ቀጺልዎ'ሎ። ዘካርያስ ቴድሮስ ኣብታ 'መለሳ' ትበሃል ናይ ዩቱብ ማዕከን ስነጥበብ፡ ምስ ዲጂታላዊ ቁጠባ ኣተኣሳሲሩ'ውን ኣስተምህሮታት ይህብ`ዩ። ኣብዚ መደብ ቂሔ-ጽልሚ ኣብ ዓውደ ስነጥበብ ጥራይ ኢና ኣተኩርና ኣዘራሪብናዮ ኣለና።