ዕላል ምስ ሰለስተ ጊዜ ሻምፕዮን 10 ሽሕ ሜትሮ ዝኾነት ኤርትራዊት ፈረንሳዊት ኣትሌት መቅደስ ወልዱ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ መጋቢት 13,2022 ፡ ኣብ በርሊን ጀርመን ኣብ ዝተኻየደ ናይ 10 ሽሕ ሜትሮ ውድድር ጉያ፡ ኤርትራዊት ፈረንሳዊት መቅደስ ወልዱnንናይ ገዛእ ርእሳ ጊዜ ብ22 ካልኢት ብምምሕያሽ፥ ቀዳመይቲ ኮይና ኣብቲ ውድድር ተዓዊታ`ላ። መቐደስ ኣቐዲማ `ውን ኣብ 2021 ሰለስተ ጊዜ ሻምፕዮን ፈረንሳ ብምዃን ተዓዊታ እያ። ነዚ ናይ በርሊን ውድድር ከምኡ እውን ብዛዕባ ሓፈሻዊ ተመክሮኣ ኣብ ውድድር ጉያ ፈረንሳን ኣዘራሪብናያ ኣለና።