ዕላል ምስ መሪሕነት ዓለምለኸ ማሕበር ተጋሩ ምሁራንን ሰብ ሞያን

  • በትረ ስልጣን

Your browser doesn’t support HTML5

ዕላል ምስ መሪሕነት ዓለምለኸ ማሕበር ተጋሩ ምሁራንን ሰብ ሞያዊያንን

ዓለምለኸ ማሕበር ተጋሩ ምሁራንን ሰብ ሞያዊያንን (GSTS) ጀነራል ጻድቃን ገብረትንሳኤ ምክትል ፕረዚደንት ክልል ትግራይ ንክኾኑ ዝመረጸ ኣካል እዩ። እቲ ማሕበር፣ ኣብ ህንጸትን ሕውየትን ድሕረ ኲናት ክልል ትግራይ ኣበርክቶ ንምግባር ተቐሪቡ ከምዘሎ’ውን ይገልጽ።

ንፕረዚደንት ዓለምለኸ ማሕበር ተጋሩ ምሁራንን ሰብ ሞያዊያንን ዶ/ር ገብረኪዳን ገብረስላሴ፣ ሓላፊት ክፍሊ እግሪ ምትካል፣ መጓዓዝያን ትሕተ ቅርጺን ዶ/ር ኣኽሱማዊት ገብረዝጊሄርን፣ ንሓላፊ ክፍሊ ሕርሻ፣ ስርዓተ ኣመጋግባን፣ ሓይሊ ዕማም ዳግመ ህንጸትን ሕውየትን ድሕረ ውግእ ዝኮኑ ዶ/ር ብርሃኑ ገብረመድህንን ኣዘራሪብናዮም ኣለና።