ዕላል ምስ ሎሬት ሕርሻ ፕሮ. ምትኩ ሃይለ

Your browser doesn’t support HTML5

ንልዕሊ 30 ዓመታት ኣብ ሞያ ምምህርና ላዕለዋይ ትካላት ትምህርቲ ዝነጠፉን ቀዳማይ ፕረዚደንት ዩኒቨርስቲ መቐለን ፕሮፈሰር ምትኩ ሃይለ ብዓለምለኸ ትካል ሕርሻ “ሎረት” ናይ ዝሓለፈ ዓመት ተባሂሎም ተሰይሞም ኣለዉ። ነቲ ሓድሽ መዓርግን ካልእ ምስኡ ዝተኣሳሰር ጉዳያትን ኣመልኪትና ኣዘራሪብናዮም ኣለና።