ዕላል ምስ ስነ ጥበባዊ ሓጎስ ወልደገብርኤል(ሲዚኒኖ)

  • ተወልደ ወልደገብረኤል

Your browser doesn’t support HTML5

ኣዝዮም ህቡባት ኤርትራውያን ኮመዲያን ሓደ ሓጎስ ወልደገብርኤል(ሱዙኒኖ) ኣብ ቀረባ እዋን "ሮማን" እትብል ቀዳማይቲ መጽሓፉ ምዃና ዘመልከተ መጽሓፍ ናብ ኣንባብቲ ዘርጊሑ ኣሎ። ነዛ መጽሓፍ ምኽንያት ብምግባር፡ ምስ ሓጎስ ስለምንታይ ካብ ምውሳእ ናብ ጽሑፍ ከም ዝሰገረን ካልእ ምስኡ ዝተኣሳሰር ኣርእስቲን ኣውጊዕግናዮ ኣሎና።