ዓዲ-እንግሊዝ፤ ሕቶ ዑቝባኦም ዝተነጽገ ንሩዋንዳ?

Your browser doesn’t support HTML5

ዓዲ-እንግሊዝ ናይ ዑቕባ ሕቶኦም ዝተነጽጉ ዜጋታት ካልእ ሃገር፡ ናብ ሩዋንዳ ብምስዳድ ኣብኡ ከተዕቁቦምን ኣብኡ እናተጸበዩ ጉዳዮም ክከታተሉን መዲባ ኣላ። ንተኽእሎታት እዚ ንድፊ፡ እቲ መደብ ኣብ ተግባር እንተ ውዒሉ ክጽለዉ ዝኽእሉ ኤርትራውያንን ኢትዮጵያውያንን ከምኡ’ውን ካልእ ምስኡ ዝተኣሳሰር ጉዳያትን ከብርሃልና ካብ ዩኒቨርስቲ ግላስኮ ስኮትላንድ ዶክተር ህያብ ተኽለሃይማኖት ዮሃንስ ኣዘራሪብናዮ ኣሎና።