ዓቕሎም ዝጸበቦም ንህይወቶም ዝሰግኡን ኤርትራዊያን ስደተኛታት ነታ ኲናት ዝካየደላ ክልል ትግራይ ገዲፎም ዳግማይ ክስደዱ ይግደዱ

Your browser doesn’t support HTML5

ኲናት ኣብ ክልል ትግራይ ኣብ ዝቐጸለሉ ሕጂ እዋን ኣብቲ ቦታ ንዓሰርተታት ዓመታት ዝጸንሑ ኤርትራዊያን ስደተኛታት ነቲ ቦታ ገዲፎም ዳግማይ ክስደዱ ይግደዱ ኣለው