ዓቐብቲ ሕጊ ካታልያ መርከብ አኳየርስ መርዛም ጎሓፍ ኣብ ገማግም ባሕሪ ደርብያ’ያ ክብሉ ይኸሱ

Your browser doesn’t support HTML5

ዓቓብቲ ሕጊ ከተማ ካታንያ ዋንነታ ናይ ሓካይም ብዘይዶብ ዝኾነት ኣብ ስርሒት ህይወት ኣድህን ማእከላይ ባሕሪ ተዋፊራ ዝጸንሓት መርከብ አኳይረስ ኣብ ወደባት ሲሲሊ መርዛም ርስሓት ደርብያ እያ ብዝብል ክሲ ኣብ ትሕቲ ቁጽጽር ክትኣትው ይጽውዑ።