ዋሽንግተን —
2018 ኣብ መንጎ ፕረዚደንት ዶናልድ ትራምፕን ሪፖርተራትን ምስሕሓብ ዝተርኣየላ ዓመት ኮይና ሓሊፋ’ላ።እቶም ፕረዚደንት ነቶም ብዛዕባ ምምሕዳሮም ዜና ዝፅብፅቡ ጋዜጠኛታት ‘’ፀላእቲ ህዝቢ’’ኢሎም ምፅውዖም ቀፂሎም ኣለው።
Your browser doesn’t support HTML5
ዓመተ 2018 ኣብ መንጎ ፕረ. ትራምፕን ጋዜጠኛታትን ብዝሒ ምስሕሓብ ዝተራእየላ ዓመት