ዓሌታዊ ኣድልዎ ዘጋጠሞም ዜጋታት ክከሓሱ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት  ሕ/ሃ ኣሚሙ

ኣብ ልዕሊ ተወላዶ ኣፍሪቃ ዝኾኑ ዜጋታት ዓለም ንዝርአ ዓሌታዊ ኣድልዎ ንምውጋድ ካሕሳ ክኽፈል ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት ውድብ ሕቡራት ሃገራት ሓሳብ ኣቕሪቡ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ዓሌታዊ ኣድልዎ ዘጋጠሞም ዜጋታት ክከሓሱ ኮሚሽን ሰብኣዊ መሰላት  ሕ/ሃ ኣሚሙ