ዓለምለኸ ዝኽሪ መዓልቲ ደቀንስትዮ ኣብ መንቀራቕሮ
Your browser doesn’t support HTML5
ንዓለምለኸ መዓልቲ ደቀንስትዮ (መጋቢት 8) ብዝምልከት ኣብ መቐለ ዝርከብ መዓስከር ተመዛበልቲ ብምጓዓዝ ኣብቲ ቦታ ንዘለዋ ደቂ ኣንስትዮ ኣዘራሪብና ኣለና።
Your browser doesn’t support HTML5