ዓለምለኸ ውድብ ጥዕና ኣብ ኢትዮጵያ ንሰብ ኣዊ ሓገዝ ዝውዕል ስልጠና ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ይህብ

Your browser doesn’t support HTML5

ዓለምለኸ ውድብ ጥዕና ኣብ ኢትዮጵያ ኣብ መዳይ ሰብኣዊ ሓገዝን ናይ ልምዓት ፕሮጀክታትን ዝነጥፉ ሰራሕተኛታት መንግስቲ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ንምጥቃም ዝሕግዝ ስልጠና ይህብ ኣሎ።እቲ ኣብ ዋና ከተማ አዲስ አበባ ዝካየድ ዘሎ ስልጠና ፡ ናይ በረራ ክእለትን ኣብ እዋን ሓገዝ ዘድልይ ሓበሬታ ኣብ ምእካብን ምርዳእን ዝሕግዝ ምዃኑ ተፈሊጡ’ሎ።