ዓለምለኸ ኮንፈረንስ ምሁራን ተወላዶ ትግራይ ኣብ መቐለ ይካየድ ኣሎ

ዓለምለኸ ኮንፈረስ ምሁራን ተወላዶ ትግራይ ሎሚ ኣብ ከተማ መቐለ አዳራሽ ሓውልቲ ሰማእታት ተጀሚሩ። “ትግራይ ናበይ?” ብዝብል ኣብ ዝካየድ ዘሎ ዋዕላ ኣብ መላእ ዓለም ዝመጹ ኣስታት 1,300 ምሁራን ይሳተፉ ኣለው።

ምኽትል ፕረዚደንት ክልል ትግራይን አቦ መንበር ህውሓት ዶ/ር ደብረጽየን ገብረሚካኤል’ውን ኣብቲ ኮንፍረስ ተረኪቦም መደረ ምስምዖም ተገሊጹ’ሎ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ዓለምለኸ ኮንፈረንስ ምሁራን ተወላዶ ትግራይ ኣብ መቐለ ይካየድ ኣሎ