ዋሽንግተን —
ሰኑይ 20 ሰነ 2022 ሕቡራት ሃገራት ዓለምለኸ ዕለት ስደተኛታት ክዝኸር'ዩ። ሕቡራት ሃገራት ነዛ ዕለት ዘኽብራ ዘሎ ድሕሪ ካልኣይ ውግእ ዓለም እቲ ዝዓበየ ክብል ዝጸውዖ ምምዝባል ኣብ ዘለሉ'ዩ ሕጂ እዋን'ዩ ነዚ መዓልቲ ዝዝኽር'ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5
ዓለምለኸ መዓልቲ ስደተኛታት ዝለዓለ ተመዛበልቲ ኣብ ዝተመዝገበሉ ሕጂ እዋን ይዝኸር'ሎ