ዓለምለኸ መዓልቲ ስደተኛታት ዝለዓለ ተመዛበልቲ ኣብ ዝተመዝገበሉ ሕጂ እዋን ይዝኸር'ሎ

Your browser doesn’t support HTML5

ኑይ 20 ሰነ 2022 ሕቡራት ሃገራት ዓለምለኸ ዕለት ስደተኛታት ክዝኸር'ዩ። ሕቡራት ሃገራት ነዛ ዕለት ዘኽብራ ዘሎ ድሕሪ ካልኣይ ውግእ ዓለም እቲ ዝዓበየ ክብል ዝጸውዖ ምምዝባል ኣብ ዘለሉ'ዩ ሕጂ እዋን'ዩ ነዚ መዓልቲ ዝዝኽር'ሎ።