ዑደት ፕረ. ኢሳያስ ኣፈወርቂን ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድን ኣብ ደቡብ ሱዳን
Your browser doesn’t support HTML5
ፕረዚደንት ኢሳያስ ኣፈወርቂን ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድን ትማሊ ሶኑይ ንናይ ሓደ መዓልቲ ወግዓዊ ዑደት ደቡብ ሱዳን ኣብ ዝኣተውሉ ምስ ፕረዚደንት`ታ ሃገር ሳልቭኬር ማድርየት ሰፊሕ ልዝብ ምክያዶም ኣብ ዘውጽእዎ ሱሉሳዊ ሓባራዊ መግለጺ ሓቢሮም።
Your browser doesn’t support HTML5