ዑደት ብፕረዚደንት ክልል ኣምሓራ ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ ኣሜሪካ

Your browser doesn’t support HTML5

ዑደት ብፕረዚደንት ክልል ኣምሓራ ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ ኣሜሪካ

ብፕረዚደንት ክልላዊ ምምሕዳር ኣምሓራ ኣቶ ገዱ አንዳርጋቸው ዝተመርሓ ጉጅለ ልኡኻት ኣብ ኣሜሪካ ካብ ትማሊ ሰንበት ጀሚሩ ዑደት የካይድ ኣሎ።

ነቲ ጉጅለ ልኡኻት ዋሽንግተን ዲሲ ኣብ ዝኣተወሉ እዋን ብዙሓት ኢትዮጵያዊያን ኣቀባበል ጌሮምሎም ኣለው።

ዕላማ’ቲ ጉዕዞ ኢትዮጵያዊያንን ትውልደ ኢትዮጵያዊያንን ንልምዓት ክልል ኣምሓራ እጃሞም ከበርክቱ ንምግባር እዩ።

እቲ ብኣቶ ገዱ አንዳርጋቸው ዝተመርሓ ጉጅለ ልኡኻት ክልላዊ መንግስቲ ኣሓራ ኣብዚ ኣብ ክፍለ ግዝኣት ቨርጅንያ ኣብ ዝርከብ ሂልተን ሆቴል ኣቀባበል ተጌርሎም።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ዑደት ብፕረዚደንት ክልል ኣምሓራ ዝምራሕ ልኡኽ ኣብ ኣሜሪካ