ዑደት ቀዳማይ ሚንስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ቻይና
Your browser doesn’t support HTML5
ቀ/ሚ ኢትዮጵያ ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ምስ ፕረዚደንት ቻይና ዚ ቺንፒንግ ሎሚ ረቡዕ ተራኺቦም፡ ተዘራሪቦም።
ኣብቲ ርክብ ፕረዚደንት ዚ ቺንፒንግ ኢትዮጵያ ኣገዳሲት ናይ ምትሕብባር አጋር ቻይና’ያ ድሕሪ ምባል ክልቲኣን ሃገራት ዓበይቲ ኣብ ምምዕባል ዘለዋ ብምኳነን ሃገራዊ ኩነታተን መሰረት ዝገበረ ንዘንጸፍኦ ናይ ምዕባለ መደበ ኣብ ናይ ገዛእ ርእሰን ጻዕርታት ክውከላ ይግባእ ኢሎም።