ዑደት ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ከፋ ዞን
Your browser doesn’t support HTML5
ቀ/ሚ ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ኣብ ዘካይድዎ ዑደት ኣብ ከፋ ዞን ቦንጋ ስታንድዮም ተረኺቦም ንነበርቲ ዞባ ከፋ መደረ ኣስሚዖም። ነበርቲ ብወገኖም ንቀ/ሚ ሕቶታት ዝሓተቱ ኽኮኑ ከለው እቲ ነንዊሕ ዝጸንሓ ሕቶ’ቲ ዞባ ናብ ክልል ምዃን’ውን ተላዒሉ ኔሩ።ምክትል ቀ/ሚ ደመቀ መኮነን ሚንስትር ምክልካል ለመ መርገሳ’ውን ኣብቲ ዑደት ዝተሳተፉ ምዃኖም ተፈሊጡ’ሎ።