ውጥን ምጅማር መስርሕ ፍርዲ መራሒ ደባይ ተዋጋእቲ ኡጋንዳ ዝተሓናፈጸ ግብረ መልሲ ይረክብ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ውጥን ምጅማር መስርሕ ፍርዲ መራሒ ደባይ ተዋጋእቲ ኡጋንዳ ዝተሓናፈጸ ግብረ መልሲ ይረክብ

ዓለምለኸ ቤት ፍርዲ ገበናት ኣንጻር'ቲ ተሰዊሩ ዘሎ መራሒ እቲ 'ሰራዊት ጎይታ' ተባሂሉ ዝጽዋዕ ጉጅለ ደባይ ተዋጋእቲ ኡጋንዳ ጆሴፍ ኮኒ ኣብ ዘይተረኸበሉ ከይዲ ፍርዲ ክጅምር ምውጣኑ ዝተሓናፈጸ ግብረ-መልሲ ርእይቶታት ኣስዒቡ'ሎ።

ገለ ነዚ ስጉምቲ ኣንጻር መራሒ እቲ ኣብ ሰሜን ኡጋንዳ ን 20 ዓመታት ዝጸንሐ ደማዊ ጎንጺ ብሓጎስ ክቅበልዎ ኸለዉ ካልኦት ኸኣ ንሱ ተታሒዙ ናብ ቤት ፍርዲ ክሳብ ዘይቀረበ ትርጉም የብሉን ይብሉ።