ውድድር ቻን ኣፍሪካ፡ ኢትዮጵያ ብሃገራዊት ጋንታ ሩዋንዳ 1ብ 0 ተሳዒራ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ መፃረዪ ውድድር ሃገራት ኣፍሪቃ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያ ብሃገራዊት ጋንታ ሩዋንዳ 1ብ 0 ተሳዒራ፡፡ ትማሊ 11 መስከረም 2019 ሰዓት 10፡00 ድሕሪ ቐትሪ ኣብ ዓለምለኸ ስታዲየም ክልል ትግራይ ሃገራዊት ጋንታ ኩዕሶ እግሪ ኢትዮጵያን ሃገራዊት ጋንታ ሩዋንዳ ንቀዳማይ ዙር መፃረዪ ፀወታ ሻንፕዮን ሃገራት ኣፍርቃ(ቻን) ኣካይደን::