ውድድር ብሽክለታ ዋንጫ ኣፍሪቃ 2018 ተዛዚሙ

ካብ 22-25 ሕዳር ኣብ ኣስመራ ክካየድ ዝቐነየ ውድድር ብሽክለታ ዋንጫ ኣፍሪቃ ብዓወት ኤርትራዊ ሲራክ ተስፎምን ደቡብ ኣፍሪቃዊት ማቲ ማርጆይስን ተዛዚሙ።

ኣብቲ ትማሊ ሰንበት 25 ሕዳር ዝተኻየደ መዛዘሚ ውድድር ሰበስልጣን መንግስት ዲፕሎማት፡ወከልቲ ዓለምለኸ ማሕበር ብሽክለታ (ዩሲኣይ)ንፈደረሽን ብሽክለታ ኣፍሪቃ(ካክ)ን፡ኣባላት ተሳተፍቲ ሃገራትን ኣብ ዝተረኽብሉ ኣብ ኣዳራሽ ምምሕዳር ዞባ ማእከል ኣብ ዝተገብረ ስነ-ስርዓት ብወግዒ ተዕጽዩ።

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል።

Your browser doesn’t support HTML5

ውድድር ብሽክለታ ዋንጫ ኣፍሪቃ 2018 ተዛዚሙ