▶ውድብ ዓረና ኣብ መስርሕ ምጥያስ ግዜያዊ ምምሕዳር ትግራይ ተቓውሞኡ የስምዕ

Your browser doesn’t support HTML5

“ኣብ ትግራይ ዝካየድ ዘሎ ከይዲ ምጥያስ ግዜያዊ ምምሕዳር ሓቛፊን ደሞክራሲያዊን ኣይኰነን” ክብል ውድብ ዓረና ትግራይ ንደሞክራሲ ልኡላውነትን ሎሚ ዓርቢ 17 መጋቢት 2023 ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ኣፍሊጡ። እቲ ተቓዋሚ ፓርቲ ንዅሉ ዘካተተ መስርሕ ንኽግበር ይጽውዕ ኣሎ።