ውድብ ናፅነት ትግራይ ከካይዶ መዲቡ ዝነበረ ዋዕላ ምክልኻሉ ገሊጹ

Your browser doesn’t support HTML5

ውድብ ናፅነት ትግራይ ከካይዶ መዲቡ ዝነበረ ዋዕላ ምክልኻሉ ገሊጹ

ኣብ ክልል ትግራይ ዝንቀሳቐስ ውድብ ናፅነት ትግራይ ኣብ ከተማ መቐለ ከካይዶ ተሊምዎ ዝነበረ ህዝባዊ ዋዕላ ብሓይልታት ፀጥታ ከምዝተኸልከለ ገሊፁ።

ቤት ፅሕፈት ፖሊስ ከተማ መቐለ እቲ ውድብ ኣኼባ ንምክያድ ካብ ምምሕዳር እቲ ከተማ ፍቓድ ኣየውፀአን ክብል ምላሽ ሂቡ።