ውድብ ብልፅግና ትግራይ ወራር ኣምበጣ ንምምካት ኮሚተ ምጥያሱ ገሊጹ

ኣብ ክልል ትግራይ ዕስለ ኣንበጣ የበፀሖ ዘሎ ጉድኣት ንምክልኻል ብምባል ውድብ ብልፅግና ትግራይ ኮሚቴ ኣጣይሸ ክብል ገሊፁ::

እዚ ኮሚቴ ሓገዘ ገንዘብ​ ዘተኣኻኽብ ኮይኑ ፅባሕ ድማ መድረኽ እቶት መተኣኻኸቢ ኣብ ከተማ ኣዲስ ኣበባ ከካይድ እዩ ተባሂሉ::​

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል​::

Your browser doesn’t support HTML5

ውድብ ብልፅግና  ትግራይ ወራር ኣምበጣ ንምምካት ኮሚተ ምጥያሱ ገሊጹ