ውድብ ባይቶና መስራቲ ጉባኤ ብምክያድ ኣመራርሓ ከምዝመረፀ ገሊፁ

ኣብ ክልል ትግራይ ዝንቀሳቐስ ውድብ ባይቶና መስራቲ ጉባኤ ብምክያድ ኣመራርሓ ከምዝመረፀ ገሊፁ::

እቲ ውድብ ሎሚ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ንዕብየትን ለውጥን ህዝቢ ብሃገር ቦቀል ፍልጠት ከምዝጥቀም ኣፍሊጡ::

እቲ ውድብ ክልል ትግራይ ናይ ሃገር ዝመስል መንግስቲ (ዴፋክቶ ስቴት) ክህልዋ ክቃለስ እየ ኢሉ::

ሃገራዊ ምርጫ 2012 ኣብ እዋኑ ክካየድ ዝፀወዐ ባይቶና እቲ ምርጫ እተዘይተኻይዱ መንግስቲ ክልል ትግራይ እውን ሕጋውነት ስለዘይህልዎ እቲ ክልል እውን ንምርጫ ድልው ክኸውን ይግባእ ኢሉ::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል::

Your browser doesn’t support HTML5

ውድብ ባይቶና መስራቲ ጉባኤ ብምክያድ ኣመራርሓ ከምዝመረፀ ገሊፁ