ውድብ ባይቶና መስራቲ ጉባኤ ብምክያድ ኣመራርሓ ከምዝመረፀ ገሊፁ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ክልል ትግራይ ዝንቀሳቐስ ውድብ ባይቶና መስራቲ ጉባኤ ብምክያድ ኣመራርሓ ከምዝመረፀ ገሊፁ:: እቲ ውድብ ሎማዓንቲ ኣብ ዝሃቦ መግለፂ ንዕብየትን ለውጥን ህዝቢ ብሃገር ቦቀል ፍልጠት ከምዝጥቀም ኣፍሊጡ::