ዋሽንግተን —
ውድብ ጥዕና ዓለም፥ ለበዳ ቫይረስኮሮና ካብ ዝለዓል፥ ኣብ ሓደ መዓልቲ ዝበዝሐ ቁጽሪ ሓደሽቲ ሕሙማት ዝተመዝገበሉ 183,000 ሕሙማት ክብል ሓቢሩ-።
ዝበዝሐት ቁጽሪ ሕሙማት ዘፍለጠት ብራዚል ዳርጋ 55,000 ክትከውን ከላ- ድሕሪኣ ኣሜሪካ 36,000- ህንዲ ድማ 15,000 ሓደሽቲ ሕሙማት ቫይረስ ኮሮና ምምዝጋበን ኣፍሊጠን ኣለዋ።
Your browser doesn’t support HTML5
ውዱብ ጥዕና ዓለም ሎሚ ሶኑይ ዝበዝሓ ሕሙማት ቫይረስኮሮና ዝተመዝገብሉ መዓልቲ ከምዝኾነ ኣፍሊጡ