ዋዕላ መዓልቲ ናጽነት ፕረስ 2019 ኣብ ኣዲስ ኣበባ ተኻይዱ
Your browser doesn’t support HTML5
ዓለምለኸ መዓልቲ ናጽነት ፕረስ 2019 ናይ ውዱብ ሕቡራት ሃገራት ትካል ሳይንስ፡ትምህርትን ባህልን (ዩኔስኮ) ኣብ አዲስ አበባ ኣብ ዘዳለዎ ዋዕላ ተዘኪሩ ውዒሉ’ሎ።
Your browser doesn’t support HTML5