ኣስመራ —
ኣብ ርእሲ'ዚ ንምርኣይ ዋዕላ መንእሰያት ምብራቕ ኣብ ኣስመራ ተኸፊቱ
ብኮሚሽን ጸጥታን ሰላምን ሕብረት ኣፍሪቃን መሻርክቱን ዝተወደበ፣ካብ 11 ሃገራት ምብራቅ ኣፍሪቃ ዝተወከሉ መንእሰያት ዝተሳተፍዎ ናይ ሰላምን ጸጥታን ዋዕላ ኣብ ኣስመራ ፓላስ ተከፊቱ።
ቀንዲ ዕላማ ናይ'ዚ ዋዕላ ተራን ኣበርክቶን መንእሰያት ኣብ ምውሓስ ሰላምን ጸጥታን ሃገሮም ከባቢኦምን ንምምይያጥ ከምዝኮነ ኣባል ናይቲ ኮሚሽንን ኣወሃሃዲት ናይቲ ዋዕላን መንእሰይ ኦሪት ኢብራሂም ንድምጺ ኣሜሪካ ሓቢራ።
Your browser doesn’t support HTML5