ዋሽንግተን —
ዋዕላ መራሕቲ ኣፍሪቃን ኣመሪካን ንዝተፈላለዩ ዛዕባታት ሒዙ ኣብ ዋና ርእሰ ኸተማ ዋሽንግተን ዲሲ ትማሊ ሰሉስ ተኸፊቱ።
ርእሰ ጉዳያት እቲ ዋዕላ ካብ ምውህሃድ ከባቢ አየርን ምስግጋር ፀዓትን ስጋብ ሰላም፣ ፀጥታን ምምሕዳርን ዝሓዘ እዩ። ንመንእሰያት ኣፍሪቃን ግደ ዳያስፖራን ዘጉለሀ ፍሉይ መደረኽ እውን ኣካል እቲ ዋዕላ ነይሩ።
Your browser doesn’t support HTML5
ዋዕላ መራሕቲ ኣፍሪቃ ኣመሪካ ኣብ ከተማ ዋሽንግተን ዲሲ ይቕጽል'ሎ