ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ሓድሽ ኣቦ መንበር ብምምዛዝ ተዛዚሙ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ዋና ከተማ ኢትዮጵያ አዲስ አበባ ክካየድ ዝቐነየ መበል 32 ዋዕላ ሕብረት ኣፍሪቃ ሓድሽ አቦ መንበር ብምምዛዝ ትማሊ ሶኑይ ተዛዚሙ። ፕረዚደንት ግብጺ ዓብደልፈታሕ ኣል ሲሲ ኣቦ መንበር’ቲ ሕብረት ኮይኖም ተመሪጾም ኣለው።