ቪድዮ ዋዕላ "ሃገርለኸ መድረኽ ምድሓን ሕገ መንግስትን ሕብረ-ብሄራዊ ፈደራላዊ ስርዓትን" ነሓሰ 28, 2019 ሙሉጌታ ኣጽብሃ Your browser doesn’t support HTML5 ኣብ ከተማ መቐለ ንክልተ መዓልታት ክኻየድ ዝቐነየ "ሃገርለኸ መድረኽ ምድሓን ሕገ መንግስትን ሕብረ-ብሄራዊ ፈደራላዊ ስርዓትን" ዝተሰየመ ዋዕላ ትማሊ ኣማስዩ ተዛዚሙ።