ዋሕዚ ናብ ዓውዲ ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ስለምንታይ’ዩ፧

Your browser doesn’t support HTML5

ብመጽናዕቲ ዝተደገፈ ደኣ ኣይዅን እምበር፡ ብዙሓት ኣብ ቀረባ ዓመታት ናብ ኣመሪካ ዝተሰደዱ ኤርትራውያን ኣብ ጽላት ጥዕና፡ ምዝዋር ኡበር፡ ምዝዋር ዓበይቲ መካይንን እቶም ብኮለጅ ዝመጹ ድማ ኣብ ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ዝተኣሳሰር ዓውድታት ክነጥፉ’ዮም ዝርኣዩ። ብፍላይ ኣብ ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ንኽኣትዉ ንብዙሓት ዝድርኽ ዘሎ እንታይ’ዩ፧ ነዚ ንምፍላጥ ንኢንጂነር ኰኾብ ጎትይትኦም ኣዘራሪብናዮ ኣሎና።