ወፍሪ ንኣፍሪቃ

Your browser doesn’t support HTML5

ኣብ ካሊፎርኒያ ዝመደበራ ትካል African Diaspora Network (መርበብ ኣፍሪቃውያን ዲያስፖራ)፡ ንኣውፈርቲን ሰብ-ማልን ኣብ ኣፍሪቃ ከውፍሩ እትስርሕ’ያ። ወ/ሮ ኣልማዝ ነጋሽ መስራቲትን ኣካይዲት ስራሕን'ቲ ትካል ቅድሚ ሕጂ ኣብ ከተማ ምጽዋዕ ሕርሻ ሽሪምፕ ምስ ዝሰርሑ ኣመሪካዊ ትካል እትዓዪ ዝነበረት ኰይና ብዛዕባ ስራሓ ኣዘራሪብናያ ኣሎና።