ወፍሪ ምርጫ ክልል ትግራይ ምጅማሩ ተገሊጹ

ኣብ ክልል ትግራይ ንዝካየድ ምርጫ ወፍሪ 'ምረፁኒ' ብማዕኸናት ዜና ሎሚ ረቡዕ ተጀሚሩ::

እቲ ጎስጓስ ምርጫ ብምኽንያት ቫይረስኮረና ህዝባዊ ኣኼባታት ዘይካየደሉን ሰላማዊ ሰልፍታት እውን አይህልውዎን ተባሂሉ’ ሎ::

ኣብ ምርጫ ዝሳተፉ ውድባት ፖለቲካ: ብሰለስተ ጣብያታት ቴሌቪዥን: ሰለስተ ኤፍ ኤም ራድዮታትን ሓደ ብሄራዊ ራዲዮ ፕሮግራሞም ምልላይ ጀሚሮም አለዉ::

ምሉእ ትሕዝቶ ኣብዚ ምስማዕ ይክኣል ::

Your browser doesn’t support HTML5

ወፍሪ ምርጫ ክልል ትግራይ ምጅማሩ ተገሊጹ