ወፍሪ ምሕጻብ ኢድ ከተማ መቐለ

Your browser doesn’t support HTML5

ዝርግሓ ቫይረስ ኮረና ንምክልኻል ኣብ ገለ ጎደናታትን ናይ ውልቂን ናይ መንግስቲን ኣብያተ ዕዮኣብያተ ከተማ መቐለን መሕፀቢ ኢድ ማይ ሳሙናን ተዳልዩ’ሎ::