ወጥሪ ኣፍሪቃዊያን ዘይሕጋዊያን ስደተኛታት ኣብ የመን
Your browser doesn’t support HTML5
ብዝሒ ዘለዎም ኣፍሪቃዊያን ዘይሕጋዊያን ስደተኛታት ኣብ የመን ኣብ መዋጥር ከምዝርከቡ ይገልጹ። እቶም ስደተኛታት ናብቲ መዲቦሞ ዝመጹ ዝሓሸ ናብራ ንምርካብ ዝተበገስዎ ሃገር ከምዘይበጽሑን ናብ ሃገሮም’ውን ክምለሱ ከምዘይከአሉ ይገልጹ።
Your browser doesn’t support HTML5