ወግዒ ምብራህ ሽግ ድሮ ቅዱስ ዮውሃንስ

Your browser doesn’t support HTML5

ወግዒ ምብራህ ሽግ ድሮ ቅዱስ ዮውሃንስ

ድሮ በዓል ቅዱስ ዮሃንስ ብመንእሰያት ዝካየድ ወግዒ ምብራህ ሽግ ፡ናቱ ባህላዊ ወግዕን ትርጉምን ከምዘለዎ ድምጺ ኣመሪካ ዘዘራረቦም ወሃብቲ ርእይቶ ገሊጾም።

ኣብ ምሻጥ ሽግ ዝተዋፈሩ መንእሰያት በወገኖም ንጠለብን ተጠቀምትን ኣመልኪቶ ርእይቶኦም ኣካፊሎም ኣለዉ።