ቪድዮ ወታሃደራዊ ኣዘዝቲን ተቓወምቲን ሱዳን ተሰማሚዖም ሓምለ 05, 2019 Your browser doesn’t support HTML5 ወታሃደራዊ መሪሕነት ሱዳንን ሕብረት ተቓወምቲን ኣብታ ሃገር ምርጫ ክሳብ ዝካየድ ዘሎ መሰጋገሪ እዋን ነታ ሃገር ዘመሓድር መሪሕነት ንምምቓል ኣብ ስምምዕ ምብጽሖም ተገሊጹ።