ወታሃደራዊ መራሕቲ ሱዳን ምስ ተቓወምቲ ዝተበጽሐ ስምምዕ ከምዘተግብሩ ገሊጾም

Your browser doesn’t support HTML5

መራሒ ወታሃደራዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን ጀነራል ዓብደልፈታሕ ኣል ቡህራን ምስ ተቓወምቲ’ታ ሃገር ዝተበጽሓ ስምምዕ ከምዘተግብርዎ ገሊጾም፡ ተቓወምቲ ሰልፈኛታት ብወገኖም ኣብታ መላእ'ታ ሃገር ጸዊዖሞ ዝነበረ ህዝባዊ ዘይምእዛዝ ምስራዞም ሓቢሮም።