ወታሃደራዊ መሪሕነት ሱዳን ኣብ ዝመጽእ 9 ኣዋርሕ ምርጫ ከምዘካየድ ኣፍሊጡ

Your browser doesn’t support HTML5

ወታሃደራዊ ቤት ምክሪ ሱዳን ምስ ተቓወምቲ ዝተበጽሓ ስምምዕ ከምዝሰረዞ ኣፍሊጡ። እቲ ወታሃደራዊ ቤት ምኽሪ ነዚ ዘፍለጠ ትማሊ ሶኑይ ኣብ መንጎ ተቓወምቲን ሓይልታት ጸጥታን ብዘጋጠመ ግጭት 35 ምሟቶም ስዒቡ’ዩ።