ወታሃደራዊ መሪሕነት ሱዳን ሲቪላዊ ምምሕዳር ናብታ ሃገር ንምምላስ ከምዝሰርሕ ዳግማይ ኣረጋጊጹ

  • ዜና ቪኦኤ

Your browser doesn’t support HTML5

ወታሃደራዊ መሪሕነት ሱዳን ሲቪላዊ ምምሕዳር ናብታ ሃገር ንምምላስ ከምዝሰርሕ ዳግማይ ኣረጋጊጹ

ክልቲኦም ወገናት ሱዳን ቅድሚ እቲ ምርጫ ንዝህልው ናይ ክልተ ዓመታት መሰጋገሪ መንግስቲ ብዝምልከት ኣብ ዛዛሚ ስምምዕ ንምብጻሕ ኣብ ዝሰርሕሉ ዘለዉ ወታሃደራዊ መራሕቲ ሱዳን ሰራዊት እታ ሃገር ኣብ ትሕቲ ሲቪላዊ መንግስቲ ክኸውን እዩ ክብሉ ቃል ኣትዮም።