ወሳኒ ጉዳያት ክልል ትግራይ ህወሓት ጥራይ ድዩ? ሕቶ ተቓወምቲ ሰልፍታት ትግራይ

Your browser doesn’t support HTML5

ድሕሪ ኲናት ክልል ትግራይን ስዒቡ ዝመጸ ለውጢን ኣብ ትግራይ ዘለዉ ተነሓናሕቲ ሰልፍታት ብዛዕባ ዘለዎም ቅሬታ ይገልጹ ኣለዉ። ነዚ ዝምልከት ካብ ሰልፊ ባይቶና ንኣይተ ኪዳነ ኣመነ ኣዘራሪብናዮ ኣለና። ግብረ-መልሲ ናይዚ ብወገን ሰልፊ ባይቶና ዝቐረበ ነቕፌታ ንምርካብ ካብ ቤት ፅሕፈት ቢሮ ኮምኒከሽን ትግራይ ደጋጊምና ፈቲንና ክሰልጠና ግን ኣይከኣለን።